ስፕሮክ ሮደት ተባሂሉ ዝፍለጥ ትካል መዝገበ ቃላት ትግርኛ ብኢንተርነት ኣብ ኣገልግሎት ክውዕል ከምዝገበረ ሓደ ካብ ወከልቲ እዚ ትካል ብዝልኣኸልና ሓበሬታ ክንፈልጢ ክኢልና ኣለና። እዚ ልዕሊ 5000 ቃላት ዝሓዘ መዝገበ ቃላት ቋንቋ ሽወደን ንዘጽንዑ ይኹን ናይ ኣደ ቋንቋ ንዝምሃሩን ኤርትራውያን ሓጋዚ ኮይኑ ክርከብ ድማ ትጽቢት ይግበረሉ።
ነዚ መዝገበቃላት ብኢንተርነት ንምጥቃም በዚ ዝስዕብ ሊንክ እተዉ
ነዚ መዝገበቃላት ብኢንተርነት ንምጥቃም በዚ ዝስዕብ ሊንክ እተዉ