ERIS
  • Aktuellt
  • Språk och kultur - ቋንቋን ባህልን
  • Samhälleliga information - ሕብረተስባአዊ ሓበሬታ
  • Om Oss

መዝገበ ቃላት ትግርኛ ብኢንተርነት

3/14/2013

 
ስፕሮክ ሮደት ተባሂሉ ዝፍለጥ ትካል መዝገበ ቃላት ትግርኛ ብኢንተርነት ኣብ ኣገልግሎት ክውዕል ከምዝገበረ ሓደ ካብ ወከልቲ እዚ ትካል ብዝልኣኸልና ሓበሬታ ክንፈልጢ ክኢልና ኣለና። እዚ ልዕሊ 5000 ቃላት ዝሓዘ መዝገበ ቃላት ቋንቋ ሽወደን ንዘጽንዑ ይኹን ናይ ኣደ ቋንቋ ንዝምሃሩን ኤርትራውያን ሓጋዚ ኮይኑ ክርከብ ድማ ትጽቢት ይግበረሉ። 
ነዚ መዝገበቃላት ብኢንተርነት ንምጥቃም በዚ ዝስዕብ ሊንክ እተዉ
http://www.lexinlexikon.se/lexin/#searchinfo=both%2cswe_tir%2clexikon%3b

ንኣብነት ካብ ሽወደን ናብ ትግርኛ ንምትርጓም ኣብቲ ”Från” ዝብል ድሕሪ ምምራጽ ኣብ ትሕቲ መጋረጃ ብምጥዋቕ ”svenska” ምረጽ ድሕሪኡ ኣብቲ ”Till” ዝብል ዘሎ ብምጥዋቕን ኣብ ትሕቲ መጋረጃ ”tigrinska” ምረጽ። እዚ ሓንሳብ ምስተወድአ ግን ኣብቲ ክፉት ቦታ ዘሎ እቲ ክትርጎም እንደልዮ ቃል ብሽወደን ብምጽሓፍ ”Slå Upp!” ንዝብል ብምጥዋቕ ትርጉም ቃል ብሸነኽ የማን ተጻሒፉ ንረኽቦ።

Comments are closed.

    Author

    Write something about yourself. No need to be fancy, just an overview.

    Archives

    April 2013
    March 2013

    Categories

    All
    ኣብ ናትካ ኮሙዩን ትምህርቲ ሽወደንኛ ንወጻእተኛታት (SFI) ኪምሃር መሰል 

    RSS Feed

Powered by Create your own unique website with customizable templates.