ኣብ ሃገር ሽወደን ኩሉ ዓይነታት ግዝረት ወይ ምኽንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ብሕጊ ክልኩል እዩ። ምኽንሻብ ጓል ኣንስትይቲ ብዝኾነ ሃይማኖታዊ ቅዱስ ጽሑፋት ዝእዛኢ እውን ኣይኮነን፡ ብተወሳኺ ምኽንሻብ ንጥዕና ጓል ኣንስተይቲን ሕጻናትን ጎዳኢ እዩ።
እዚ ብዛዕባ ምግራዝ ወይ ምኽንሻብን ሳዕቤናቱን ዝገልጽ ጥራዝ ብSocialstyrelsens ዝተዳለወ ኮይኑ፡ ምግራዝ ወይ ምኽንሻብ ዘስዕቦ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጉዳኣታት ብዝበለጸ ንምርዳእ ናብዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ክርከብ ይክኣል።