ERIS
  • Aktuellt
  • Språk och kultur - ቋንቋን ባህልን
  • Samhälleliga information - ሕብረተስባአዊ ሓበሬታ
  • Om Oss

ሓበሬታ ካሳ ውሕስነት (Försäkringskassan)

3/14/2013

0 Comments

 
ካሳ ውሕስነት (Försäkringskassan) ንተቐማጦ ሽወደን ዝህቦ ኣገልግሎት ናብ ትግረኛ ብምትርጓም ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ ብምህላዉ ኣድላዪ ሓበሬታ ንምርካብ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቕ ኣድላዪ ሓበሬታ ክርከብ ይክኣል።

0 Comments

ሓበሬታ ካብ ቤት ጽሕፍት መራኸቢ ስራሕ (Arbetsförmedling)

3/14/2013

 
ኣብ ግዜ ስራሕ እትደልየሉ ይኹን ስራሕ ምስ ጀመርካ ክትፈልጦም ዝግብኣካ ሕግታት ቤት ጽሕፈት መራኸቢ ስራሕ ሽወደን ኣድላዪ ሓበሬታታት ናብ ትግርኛ ተርጒሙ ኣብ ግብሪ ኣውዒሉ ኣሎ። ናብዚ ዝድለ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክብምጥዋቕ ሓበሬታ ክርከብ ይክኣል። 

ምኽሪ ብዛዕባ ክንክን ጥዕና (Råd om vård från landstinget)

3/14/2013

 
ናይ ሽወደን ትካል ሕክምና፡ ረድኤት ሕክምና ከድልየና እንከሎ ዘድልየና ሓበሬታን ኣብ ግዜ ሕክምናን ምእላይ ንዝሓመሙ ክጠቕሙና ዝኽእሉ ምኽርታት ብትግርኛ ብምትርጓም ኣብ ግብሪ ኣውዒሉ ኣሎ። ናብ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ ድማ ናብዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቕ ኣድላዪ ምኽርታት ክንረክብ ንኽእል።  

    Author

    Write something about yourself. No need to be fancy, just an overview.

    Archives

    March 2020
    April 2013
    March 2013

    Categories

    All
    ከም ስደተኛ ምስተፈለጥካ ፓስፖርት ንምርካብ ከተማልኦም ዘሎካ ነገራ
    ህይወት ሰብ ከተድሕን ትኽእል ኢኻ
    ምኽንሻብ ወይ ምግራዝ ደቂ ኣንስትዮ
    ተለቂሕካ ክትምሃር ለቓሕ ዘፍቅድን ዝህብን መንግስታዊ ትካል
    ምኽሪ ካብ ኣማኻሪ ሸመታ (Konsumentverket)

    RSS Feed

Powered by Create your own unique website with customizable templates.