ናይ ሽወደን ትካል ሕክምና፡ ረድኤት ሕክምና ከድልየና እንከሎ ዘድልየና ሓበሬታን ኣብ ግዜ ሕክምናን ምእላይ ንዝሓመሙ ክጠቕሙና ዝኽእሉ ምኽርታት ብትግርኛ ብምትርጓም ኣብ ግብሪ ኣውዒሉ ኣሎ። ናብ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ ድማ ናብዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቕ ኣድላዪ ምኽርታት ክንረክብ ንኽእል።
|
AuthorWrite something about yourself. No need to be fancy, just an overview. Archives
March 2020
Categories
All
|